ክትረኽብና ናጽነት ይሰማዕኪ። ብቋንቋኺ፡ብነጻን ብስቱር ዝኾነ ኣገባብን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ስድራቤትኪ ኣብ ዝተሓሓዙ ኣርእስታት ንመክር ኢና።
ኣብ ምምሕዳር ዙሪክ ንዘለዉ ወለዲ ጥራይ ምኽሪ ከምእንልግስ ብትሕትና ከነፍልጥ ንደሊ።
ወላዲ
ሓበሬታ ብዛዕባ ውላድ
ሓበሬታኻ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ንዘሎ ዕላማታት ኣብ ጥቕሚ ክውዕል እዩ።